Hazardous Waste Management Program document library — ትግርኛ
Date | Document | Description |
---|---|---|
December 7, 2023 | ንስድራቤተይ ድሓን ዝኾነ ኣቕሓ ገዛ ከመይ ክገዝእ ይኽእል? [Safe Shopper's Card, Tigrinya] (1.22MB) | እቲ በራሪ ወረቐት ከም CAUTION (መጠንቀቕታ) WARNING (መፈራርሕ) DANGER (ሓደጋ) ወይ POISON (መርዛም) ዝኣመሰሉ ቃላት ብምርኣይ ብኸመይ ድሕንነቶም ዝተሓለው ናይ ገዛ ኣቕሑ ከም እትመርፁ የርእይ፡፡ |
October 12, 2023 | እንታይ ክተምጽእ ከምዘለካ [Business-What to Bring, Tigrinya] (1.37MB) | እዚ ጽሑፍ ንኣዝዮም ዝውቱራት ሓደገኛታት ፍርያት የለሊ ከምኡውን ተቀማጦ ነዞም ሓደገኛታት ፍርያት ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ኣበይ ክጉሕፍዎም ከም ዝኽእሉ የርኢ። |
October 12, 2023 | እንታይ ክተምጽእ ከምዘለካ [Residential-What to Bring, Tigrinya] (1.37MB) | እዚ ጽሑፍ ንኣዝዮም ዝውቱራት ሓደገኛታት ፍርያት የለሊ ከምኡውን ተቀማጦ ነዞም ሓደገኛታት ፍርያት ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ኣበይ ክጉሕፍዎም ከም ዝኽእሉ የርኢ። |
October 1, 2018 | ፍቱናት ልክዒታት ንድሑን መፅረዪ መሳርሒ [Safer Cleaning Recipes, Tigrinya] (1.83MB) | ኣብ ገዛ ብዝርከቡ ቅመማት ተጠቒምካ መፅረዪ ብምስራሕ ድሕንነት ስድራቤትካ ሓሊኻ ገንዘብ እውን ቆጥብ. እቲ ኣከሻሽና ካርድ ነቲ መሬት ምፅራይ፡ መውሓዚ፡ ናይ ሽቓቕ ስልጣንያ፡ ጥስቲ፡ ሲንክ፡ መሽኮትን መስትያትን ባንኮ የካትት፡፡ |
These documents have been translated by a human translator
Use the links to view documents available in these languages: